1ይ ተከሳሲ፡ ገብረሂወት ገ/ኣምላክ ኣድራሻ ዞባ ማእኸል ወረዳ መ/ለኸ ን / ወ/ ኣሕስኣ 2ይ ተከሳሲ ፡ ሃፍቶም ተኽላይ ኣድራሻ ዞባ…
ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ሓደጋ ትራፊክ ንምከልኻል ብብርኪ ወረዳ ኮምቴ ድሕንነት ትራፊክ ተጣይሹ ምንቅስቓስ ይግበር ኣሎ ተባሂሉ፡፡
እቲ ብምክትል ዋና ኣመሓዳሪ እታ ወረዳ ዝምራሕ ኮሚቴ ንዝተፈላለዩ መንግስታዊ ኣብያተ ዕዮ ማሕበራት ሓፋሽን መራሕቲ ሃይማኖትን ብኣባልነት ዝሓቖፈ እዩ፡፡ ሓላፊ…
መዓልቲ ሰማእታት !!
15 ሰነ 1980 ዓ/ም ከተማ ሓውዜን ቅድሚ 30 ዓመታት ዕለተ ረቡዕ ካብ ኩሎም ኩርናዓት ትግራይ ንዋኒን ዕዳጋ ዝመፀ ህዝቢ ኣብ…
ኣብ ኣክሱም ተጠርጣሪ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ
ተጠርጣሪ ሎሚ ዕለት 21/09/2011 ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ዝወዓለሉ ምክንያት ካብ ባህርዳር ሽፈርን ናይ ቅድሚት ታርጋ ዘይብላ መውጭያ ዘይብላ ዶልፊን መኪና…
ሂወት ታሪኽ ተፃዋታይ እግሪ ኩዕሰ ፖሊስ ዋልታ ሓጋዚ ሳጅን ኣማኑኤል ብርሃነ
ሓጋዚ ሳጅን ኣማኑኤል ብርሃነ ካብ ኣብኡ ኣይተ ብርሃነ ገብሩ ካብ ኣዲኡ ወ/ሮ ኣስካሉ ተኽለሚካኤል ብ1984 ዓ/ም ኣብ ከተማ ኣስመራ ተወሊዱ፡፡…





