- ገበን

ኣብ ኣክሱም ተጠርጣሪ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ

ተጠርጣሪ ሎሚ ዕለት 21/09/2011 ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ዝወዓለሉ ምክንያት ካብ ባህርዳር ሽፈርን ናይ ቅድሚት ታርጋ ዘይብላ መውጭያ ዘይብላ ዶልፊን መኪና ተኾናቲሩ ሓደጋ ትራፊክ ዘይበፅሖ ከምዝበፅሖ ኣምሲሉ ፎቶ ለጢፉ

ካብ ኣምሓርኛ ናብ ትግርኛ ብምቅያር ሪከርድ ጌሩ ሻራ እውን ብትግርኛ ፅሒፉ ኣብ ከባቢ ቤተ ክርስትያን እንዳማርያም ህዝቢ ከደናግር ዝፀንሐ እንትኸውን ኣብ ትሕቲ ሕጊ ክውዕል ተገይሩ ኣሎ ፡፡

ብርክት ዝበሉ ናይ ባንኪ ገንዘብ ዝተለኣኣኮም ወረቀትን ገንዘብን ከምዘለዎ ተዓዚብና ኣለና ፡፡

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *