ዕለት —————-
ግልፂ ጨረታ
ንኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልገሎት ዝውዕል ንብረት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ
ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ
- ተወሳኺ እሴት ታክሲ /ቫት/ ተመዝጋቢ ዝኾነ ናይ ወርሒ ————-ዓ/ም ወርሓዊ ዲክለር ዝገበረን ኣታሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእልን
- ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ኣታሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል
- ናይ መቕረባይነት ግልጋሎት ወሃባይነት ፍቓድ ዘለዎን ኣታሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል
- ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ /Tin number/ ዘለዎምን ኣታሐሒዙ ከቕርብ ዝኽእል
- ጨረታ መኽበሪ ፡
– ዝተፈላለዩ ናይ ———————ምስ CPO/ ናይ ጨረታ ዶክሜንት ብዝተዓሸገ ፖስታ ብሲፒኦ ኣታሓሒዙ ከቕርብ ኣለዎ
- ተወዳደርቲ ንዘሸነፍዎ ንብረት ኣብ ውሸጢ 3ተ መዓልቲ ውዕሊ ኣሲሮም ኣብ ውሸጢ ——መዓልቲ ብናይ ባዕሎም መጓዓዓዚ ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ከቕርቡ ዝኽእሉ
- ተወዳደርቲ ሰነድ ጨረታ ———–ብር ብምኽፋል ኣብ ዝመልእዎ ሰነድ ጨረታ ማሕተም፣ ፊርማ ሙሉእ ኣድራሻ ምስ ስልኪ ቁፅሪ ክገልፁ ዝኽእሉ ካብ ዕለት ————-ዓ/ም ክሳብ ዕለት ————–ዓ/ም ሰዓት ———–ቐትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ መስራቤትና ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ምእታው ዝኽእሉ ኾይኖም ኣብቲ ዕለት ሰዓት —————-ተዓፂዩ በዚ ዕለት ቐትሪ ሰዓት ————ተጫረቲ ወይ ደማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት
- ኣብ ናይ ዋጋ መቕረቢ ዝተመልአ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ————-መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ
- ኮሚሽና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው ኮይኑ ብተወሳኺውን 20 ናይ ምውሳኽን ምቕናስን ከምዝኽእል እዩ
- ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344406577 ወይ ድማ ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 208 ምሕታት ይኽእሉ
ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ
