- ድሕንነት ትራፊክ

ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ሓደጋ ትራፊክ ንምከልኻል ብብርኪ ወረዳ ኮምቴ ድሕንነት ትራፊክ ተጣይሹ ምንቅስቓስ ይግበር ኣሎ ተባሂሉ፡፡

እቲ ብምክትል ዋና ኣመሓዳሪ እታ ወረዳ ዝምራሕ ኮሚቴ ንዝተፈላለዩ መንግስታዊ ኣብያተ ዕዮ ማሕበራት ሓፋሽን መራሕቲ ሃይማኖትን ብኣባልነት ዝሓቖፈ እዩ፡፡ ሓላፊ…

ተወሳኪ